ብዛዕባ
ናሕሲ ሃገር ሃገራዊ፣ ሓቛፊ፣ ክፉት፣
ኤርትራዊ መንፈስ ደሪኽዎ፡ ናይ
ኣተሓሳስባ ለውጢ ከምጽእ እጃሙ
ከበርክትን፡ ኣብነት ክኸውን፡
ዘንቀደ ውዳበ እዩ።
ዕላማ
ሕጋዊ፣ ሰላማዊ፣ ፍትሓዊን ስብኣዊ
መሰል ዘኽብርን፡ ለውጢ ምምጻእ።
ኩሉ ዜጋ፡ ብዘይ ኣፈላላይ፡ ብማዕረ፡
መሰሉ ዝኽበረሉ ስርዓት ምትካል።
እጃምካ ከተበርክት ትደሊ ዲኻ፧
ናይ ኣተሓሳስባ ለውጢ ክነምጽእ፡
ብሓባር ንበገስ።
ኣስተውዕል
ኣብ ዓምድታት
“ዓሚቕ ዘተ“፡
“ዕብየትን ተክኖሎጅን:”
ዝወጹ ጽሑፋት፡ ናይቶም ጽሓፍቲ ርእይቶ እምበር፡
ናይ ውዳበ ናሕሲ ሃገር ወግዓዊ ርእይቶ ኣይኮኑን።
